🏆 ብሉጻት ባንክታት ንለቓሕ ዝኮኑና
ስለምንታይ?
CHECK24 ን Tink Germany፦ ናይ Online Banking መእተዊ ምእታው ውሑስዶ?
ብዙሓት ሰባት ኣብ CHECK24 ናይ ልቃሕ (Kredit) ወይ ናይ ባንኪ ውድድር ክገብሩ ከለዉ፡ ናይ ባንኪ መእተዊ ሓበሬታ (Online Banking Zugangsdaten) ከእትዉ ስለዝሕተቱ ይፈርሑን ይተሓሳሰቡን እዮም። እዚ ጽሑፍ እዚ ነቲ መስርሕ ብንጹር ብምብራህ፡ ስለምንታይ ዘይትፈርሕን ብቕልጡፍ ክሬዲት (Kredit) ዝጸድቀልካን የረድእ።
ኣብ ጀርመን ብሕሳር ዋጋ ለቓሕ (Kredit) ንምርካብን ወጻኢታትካ ንምቅናስን ክትፈልጦም ዘለካ 4 ዓበይቲ ሚስጥራት
ኣብ ጀርመን ክትነብር ከለኻ፡ ንዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ነገራት (ንኣብነት፡ መኪና ንምግዛእ፡ ገዛ ንምስራሕ ወይ ንዝተፈላለዩ ወጻኢታት) ለቓሕ (Kredit) ምውሳድ ልሙድ እዩ። እንተኾነ ግን፡ ብዙሓት ሰባት ብዘይ እኹል ሓበሬታ ዝለዓለ ናይ ወለድ (Zinsen) ክፍሊት ይኸፍሉ ወይ ካኣ ዘይድለ ወጻኢታት ይገብሩ።
ኣብ Check24 Kredit ምስ ኣመልከትካ፡ ካብ ባንክ እንታይ ክጽበየካ እዩ? (እንታይ ክትገብር ኣሎኻ?)
ኣብ Check24 ናይ ለቓሕ (Kredit) ሕቶ ምስ ኣቕረብካ፡ እቲ መስርሕ ብቐጥታ እዩ ዝጅምር። ባንክታት ደወል ወይ ኢመይል (E-Mail) ክልእካ ከለዋ፡ ክትገብሮ ዘሎካ ኣገደስቲ ነገራት፦
ኣብ ጀርመን ናይ ሕጊ ውሕስነት (Rechtsschutzversicherung) ንምንታይ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ?
ምስ ኣብ ገዛኻ ዝረከብካዮ (Vermieter)፣ ኣብ ስራሕካ፡ ወይ ድማ ኣብ መገዲ ምስ ዝገጥመካ ጸገም፡ ኣብ ጀርመን ናይ ጠበቓን ፍርዲ ቤትን ወጻኢታት ኣዝዩ ክቡር እዩ። ብዘይ Rechtsschutz ንበይንኻ ነቲ ወጻኢታት ክትከፍሎ ክትግደድ ኢኻ።
Pfändungs-Ärger & Rundfunkbeitrag: ብዛዕባ እዚ ሓዲሽ ሕጊ እንታይ ትፈልጥ?
ኣብ ጀርመን ዝነብር ነፍስ ወከፍ ስድራቤት ን Rundfunkbeitrag (GEZ) ክፍሊት ናይ ምኽፋል ግዴታ ኣለዎ። ይኹን እንበር፣ እቲ ሓዲሽ ስርዓት ኣከፋፍላ ምስ ተቐየረ፡ ብዙሓት ሰባት ብዘይፈልጥዎ ጠንቂ ናብ ጸገም Pfändung ክእትዉ ይኽእሉ። እዚ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ብኸመይከ ክትድሕን ትኽእል?
ኣብ ጀርመን ብዛዕባ ጥረ ገንዘብ (Bargeld) ዝወጸ ሓዲሽ ሕጊ፡ ካብ 10 ሓምለ 2027 ኣትሒዙ ምንታይ ክቐየር እዩ?
ኣብ ጀርመን ክሳብ ሕጂ ንግዚኡ ብጥረ ገንዘብ (Bargeld) ንምዕዳግን ንምክያድን ዝኾነ ወሰን ወይ Obergrenze ኣይነበሮን። ይኹን እንጂ ካብ 10 ሓምለ 2027 ኣትሒዙ፡ ሕብረት ኤውሮጳ (EU) ብዝወጸ ሓዲሽ ሕጊ ንገንዘብ ምሕጻብ (Geldwäsche) ንምክልኻል ዝዓለመ ሓዲሽ መምርሒ ክወጽእ እዩ።
ኣብ ጀርመን ብኸመይ ብዓወትን ብቕልጡፍን ክሬዲት (Kredit) ወይ ናይ ቤት ምዕዳግ ሓገዝ ትረክብ?
ኣብ ጀርመን ክሬዲት (Ratenkredit) ወይ ናይ ቤት ምዕዳግ ፋይናንስ (Baufinanzierung) ክትሓትት ከለኻ፡ ባንክታት ነተን ቀንዲ 3 ነገራት እዮም ዝምርምሩ፦ ናይ መንበሪ ፍቓድ (Aufenthaltstitel)፣ ናይ ስራሕ ኩነታት (Arbeitsverhältnis)፣ ከምኡ’ውን ቦኒተት/ሹፋ (Bonität & Schufa)።
ኣብ ጀርመን ወርሓዊ ወጻኢታትካ ብኸመይ ትቐንስ? (400€ - 1000€)
ኣብ ጀርመን ብሰንኪ ዘይተረጋገጹ ወጻኢታት ንልዑል ወለድ ባንክታትን፡ በብዓመቱ ብ ኣማኢት ዩሮታት ገንዘብና ብከንቱ ይበክን። ነዞም 6 ፍሉያት ፋይናንሳዊ መፍትሒታት ብምጥቃም ወርሓዊ ባጀትካ ኣብ ቦታኡ ክተንብሮ ትኽእል ኢኻ፦
🚀 ኣብ Tarifcheck/CHECK24 ብዘይ ስግኣት ለቃሕ (Kredit) ብኸመይ ትወስድ? (ምሉእ መሪሕ)
ኣብ Tarifcheck ወይ CHECK24 ናይ ለቃሕ (Kredit) ውዑል ክትምልእ ከለኻ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ጸገማት ወይ ስግኣታት ክመጹኻ ይኽእሉ እዮም። ነቲ መስርሕ ብቐሊሉን ብዘይ ሓደጋን ብምውዳእ፡ ብቕልጡፍ ገንዘብካ ክትረክብ እዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ብዕሙቕ ተከታተል።
ኣብ ኤሌክትሪክ (Strom) ኣብ ዓመት ክሳብ 500 € ብኸመይ እቆጥብ ኣለኹ?
ሰላም ናይ ብሎገይ ተኸታተልቲ!
🚀 ኣብ ጀርመን ዝበለጸ ናይ Kredit፣ Kfz-Versicherungን Finanzierungን መምርሒ (2026/2027)
ኣብ ጀርመን Kredite (ለቃሕ ገንዘብ)፣ ናይ መኪና ውሕስነት (Kfz-Versicherung) ወይ ናይ ሓደ ቤት ህንጻ (Baufinanzierung) ክትሓትት ከለኻ፡ ብዘይ ፍልጠት ቀጥታ ናብ ባንክኻ ምኻድ ልዑል ወለድ (Zinsen) ክትከፍል ወይ ድማ ውዑልካ ክንጸግ (Storno) ይከኣልዩ።
📢 ዓቢ ናይ ታክስ ለውጢ ኣብ ጀርመን፡ ስደተኛታት ስድራቤታትን ክንደይ ገንዘብ ክረኽቡ እዮም?
መንግስቲ ጀርመን ካብ 2027 ጀሚሩ ንመብዛሕትኦም ሰራሕተኛታትን ስድራቤታትን ዝሕግዝ ዓቢ ናይ ታክስ ምጉዳል (Steuerreform) ይገብር ኣሎ። እቲ ዝዓበየ መኽሰብ ንስድራቤታትን ንትሑትን ማእከላይን ኣታዊ ዘለዎም ሰራሕተኛታት እዩ።
ምርጫ Sachsen-Anhalt 2026 ሓፈሻዊ ጸብጻባትን ሳዕቤኑን
ኣብቲ ብ6 መስከረም 2026 ዝተኻየደ ምርጫ፡ ፓርቲ AfD ብዓቢ ብልጫ ክዕወት እንከሎ፡ CDU ድማ ዓቢ ስዕረት ኣጋጢምዎ።
AfD ኣብ Sachsen-Anhalt ብምዕዋቱ ስደተኛታት ብሓቂ ክባረሩ ይኽእሉዶ? (ሕጋዊ ሓቅታት)
ኣብዚ ቀረባ እዋን ሰልፊ AfD ኣብ Sachsen-Anhalt ዓወታት ብምግንጻፉ፡ ብዛዕባ ምስጋግን (Remigration) ምጽባብ ሕግታትን ኣብ ማሕበረሰብና ዓቢ ስግኣት ተፈጢሩ ኣሎ። እንተኾነ ግን ሕጊ ጀርመን እንታይ ይብል? AfD ንዝበሎ ኩሉ መደባት ክገብሮ ይኽእልዶ?
ኣንገላ መርከል ብውጽኢት ምርጫ Sachsen-Anhalt ከም ዝሰንበደት ገሊጻ፦ "ልበይ ተሰቢሩ ኣሎ"
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ጀርመን ዝነበረት ኣንገላ መርከል (Angela Merkel)፡ ኣብቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል Sachsen-Anhalt ዝተኻየደ ምርጫ ባይቶ፡ እቲ ሰልፊ AfD ዘመዝገቦ ዓቢ ዓወትን ናይ ሰልፊ CDU ምውራድን ከም ዘሰንበዳ ኣፍሊጣ።
ቻንስለር ፍሪድሪክ መርዝ ንSPD ምስጋና ኣቕሪቡ፡ ውጽኢት ምርጫ ድማ "ታሪኻዊ ስዕረት" ከምዝኾነ ኣሚኑ
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ክልላት በርሊን (Berlin) ን ሜክለንበርግ-ፎርፖመርን (Mecklenburg-Vorpommern) ን ዝተኻየደ ናይ ክልል ምርጫታት፡ ውድብ CDU (ናይ ቻንስለር ፍሪድሪክ መርዝ ውድብ) ዓቢን ታሪኻውን ስዕረት ኣጋጥምዎ ኣሎ።
ጀርመን ንሶርያውያን ስደተኛታት ዘለዎም ናይ ዑቕባ ፍቓድ (Schutzstatus) ክትሰርዝ ትዳሎ ኣላ
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጀርመን ኣለክሳንደር ዶብሪንድት (Alexander Dobrindt - CSU)፡ ነቲ ናይ ስደተኛታት መዝገብ ቤት ጽሕፈት (BAMF) ኣብዚ ቀረባ እዋን ንሶርያውያን ዝተሃበ ናይ ዑቕባ ፍቓድ (Schutzstatus) ብሰፊሑ ክስርዞ መምርሒ ክህብ ምኻኑ ተገሊጹ ኣሎ።
Deutschepass ንምውሳድ ክሳብ ቤት ፍርዲ ትቓለስ ዘላ ኤርትራውያን ስድራቤት
ኣብ ከተማ ፕሌተንበርግ (Plettenberg) ዚነብር ሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ምስ ክልተ ደቑ፡ ኩሉ እቲ ዘድሊ ቅድመ-ኩነታት ኣማሊኦም ክንሶም፡ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ብዘይምቕራቦም ጥራይ Märkischer Kreis ነቲ ናይ ዜግነት (Einbürgerung) ሕቶኦም ነጺግዎ። እዛ ስድራቤት እዚኣ ሕጂ ነቲ ውሳኔ ብሕጊ ንምቅዋም ናብ ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ኣርንስበርግ (Verwaltungsgericht Arnsberg) ኣምሪሖም።
ንተቐምጥቲ ጀርመን አገዳሲ፡ ካብ Oktober 2026 ዝቕየር ሕጊ?
ኣብ ወርሒ Oktober 2026 ኣብ ጀርመን ንዝነብሩ ዜጋታት፣ መራሕቲ መካይንን ተጠቀምቲ ኮምፒተርን ዝምልከት ዓበይቲ ለውጣታትን ሓድሽ ሕግታትን ክጅምሩ እዮም። እቲ ሓፈሻዊ ጽማቕ እንሆ፦