ኣብ ጀርመን Kfz-Versicherung ትሕቲ ዝኾነ ዋጋ ክትረኽቡ ትደልዩ 'ዶ?

Veröffentlicht am 12. Oktober 2026 um 20:52

⚠️ ኣገዳሲ ዕለት ናይ መኪና እንሹራንስ ምቕያር፡ ክሳብ ዕለት 30.11.26 ግዜ ከይሓልፈካ!

ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ መኪና ውሕስነት ክፍሊትካ ክቡር ኮይኑ የሸግረካ ድዩ ዘሎ? ዋጋታት ውሕስነት መኪና ዓመት ብዓመት ይውስኹ ኣለዉ፣ ግናኸ ሕጂ ባዕልኻ ነቲ ዝበለጸን ርካብን ዋጋ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ!

🔍 ስለምንታይ ክትቅይር አለካ?

  • ገንዘብ ቑጠብ (Geld sparen): ብዝተፈላለዩ ተወዳደርቲ ኩባንያታት ኣቢልካ ዓመት ብዓመት ኣማኢት  ክትቑጥብ ትኽእል ኢኻ።

  • ቀሊል መስርሕ: ብዘይ ዝኾነ ጸገም ኣብ ውሽጢ ውሑድ ደቓይቕ ናጻ መርመራ (Vergleich) ግበር።

  • ግዜ ውሱን እዩ: እቲ መወዳእታ ዕለት ናይ ምቕያር ግዜ ዕለት 30.11. ስለ ዝኾነ፡ ሕጂ ባዕልኻ ውሳኔ ውሰድ!

💡 ከመይ ጌርካ ክትጅምር ትኽእል? ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ (Link) ብምጥቃም፡ ነቲ ንመኪናኻ ዝኸውን ዝሓሸን ዝርካቡን ዋጋ ብናጻ ኣወዳድሮ።


Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.