ኣብ መርበብ ሓበሬታና (rbltv.com) ብመንገዲ ዝተፈላለዩ እዙዛት (Partners) ኣቢልና፡ ኣብ ጀርመን ንዝነብሩ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኸውን ናጻ ናይ ምውድዳርን ገንዘብ ናይ ምቕንጻብን ኣገልግሎታት ነቕርብ፦
-
ሕጊ ውሕስነት (Rechtsschutzversicherung): ካብ ሓደገኛ ወጻኢታት ጠበቓን ፍርዲ ቤትን ንምክልኻል ዝጠቅም ምርጫታት ብግልጽ ንምወዳደር ይሕግዝ።
-
ለቓሕን ክረዲትን (Kredit): ኣብ ውሽጢ ጀርመን ዝተፈላለዩ ባንክታት ብምውድዳር፡ ዝተሓተ ወለድን ዝተመጣጠነ ክፍሊትን ዘለዎ ክረዲት ንምንዳይ።
-
መኪና ውሕስነት (Kfz-versicherung): ንመኪናኻ ዝኸውን ዝተሓተ ዋጋን ዝለዓለ ውሕስነትን ብቐሊሉ ንምርካብ።
-
ኤሌክትሪክን ጋዝን (Strom & Gas): ኣብ ወርሒ ዝወጽእ ወጻኢታት ክፍሊት ብምንካይ ኣብ ዓመት ኣስታት ብኣማኢት ንምቑጣብ።
-
ኢንተርነትን ሞባይልን (DSL & Mobilfunk): ቅልጡፍ ኢንተርነትን ዝተሓተ ውዕል Vertrag ናይ ገዛን ሞባይልን ከም ምርጫኹም ኣዳሊናልኩም ኣለና።
-
ጉዕዞን መኪና እትካረየሉን (Reise & Mietwagen): ንዕረፍቲ ዝኸውን ርካብ ትኬትን (Pauschalreise) ብዝተሓተ ዋጋ መኪና መኻረዪን።
- "ኣብ መርበብ ሓበሬታና (rbltv.com) ንዝቐርቡ ኣገልግሎታት ንምውድዳር፡ ምስቶም ኣብ ጀርመን ዓበይትን እሙናትን ዝኾኑ መርበባት መወዳደሪ ከም Check24ን Tarifcheckን ብምትሕብባር (Partner) ንሰርሕ።"
-
ትዕዝብቲ ውሕስነት: ከይተጨነቕካ ሊንክታት ክሊክ ክትገብርን ነቲ መዐቀኒ (Rechner) ክትመልኦን ትኽእል ኢኻ። ኩሉ ነገር 100% ውሕስነት ዘለዎ፣ ብናጻን ዝተሓለወን እዩ።
ሕቶ ወይ ዘይተረዳኣካ ነገር ኣሎዶ? ብቐጥታ ብፌስቡክ ገጻና RBL TV Entertainment ጽሓፉለይ፤ ብሓጎስ ክሕግዘኩም እየ!
👉 ዕላማና: ነፍስወከፍ ተጠቃሚ ንግዚኡን ገንዘቡን ብጥበብ ክጥቀምን ዝበለጸ ዋጋ ዘለዎም ኣገልግሎታት ብናጻ ከወዳድርን ምኽኣል እዩ።