1. ምውድዳርን ምቁጣብ ገንዘብን (Finanz- & Tarifvergleiche)

  •  ምውድዳር ዋጋታትን ምቁጣብ ገንዘብን

  • ኣብ ጀርመን ንዝነብሩ ኤርትራውያንን ተጋሩን፡ ብዛዕባ ናይ መኪና መድሕን (Kfz-Versicherung)፡ ናይ ኤሌክትሪክ (Strom)፡ ናይ ጋዝ (Gas) ከምኡ’ውን ናይ ኢንተርነት (DSL) ውዕላት ዋጋታት ብምውድዳር ገንዘቦም ክቆጥቡ ንሕግዝ።

2. ሓበሬታን ምኽርን (Finanzberatung & Tutorials)

  • ሓበሬታን ትምህርታዊ ቪድዮታትን

  • ብዛዕባ ናይ ጀርመን ናይ ውዕላትን መድሕናትን ስርዓት ብትግርኛ ብንጹር ዝበርህ ቪድዮታትን መብራህረሂታትን ብምስራሕ፡ ሰባት ባዕሎም ውዕላቶም ክቕይሩን ክቆጥቡን ነሰልጥን።

3. ናይ ዩቱብን ሚድያን ስራሕ (YouTube & Content Creation)

  • ዲጂታል ትሕዝቶን ማሕበራዊ ሚድያን

  • ብ RBL TV ኣቢልና ንማሕበረሰብና ዝጠቕሙ ሓደስቲ ሓበሬታታት፡ ኣገደስቲ ወግዓውቲ ዜናታትን ማሕበራዊ ዛዕባታትን ነቕርብ።

መገሻ ክትከዱ ትደልዩ ብቕልል ዝበለ ኣብዚ ኣወዳድሩ

ናይ ብሓቒ ገንዘብ ክትጥቐመሉ ክረዲት ለቓሕ እንድሕር ኣድልዩካ ሕስር ዝበለ ወለድ ጥለብ

👉 ኣብዚ ኣቲኻ ናይ ኩሎም Rechtsschutz Anbieter-ታት ዋጋን ጥቅምን ብነጻ ኣወዳድር!

ሕጂ እታ ቀዳመይቲ ስጉምቲ ውሰዱ – ብነጻ ኣወዳድሩ! 👇