ኣብ ጀርመን ወርሓዊ ወጻኢታትካ ብኸመይ ትቐንስ? (400€ - 1000€)

Veröffentlicht am 30. August 2026 um 11:40

ኣብ ጀርመን ብሰንኪ ዘይተረጋገጹ ወጻኢታት ንልዑል ወለድ ባንክታትን፡ በብዓመቱ ብ ኣማኢት ዩሮታት ገንዘብና ብከንቱ ይበክን። ነዞም 6 ፍሉያት ፋይናንሳዊ መፍትሒታት ብምጥቃም ወርሓዊ ባጀትካ ኣብ ቦታኡ ክተንብሮ ትኽእል ኢኻ፦

  • 1. መኪና ኣለካዶ? (KFZ-Versicherung Wechseln):

    ብሰንኪ ቀጻሊ ዝውስኽ ዘሎ ናይ መኪና ሕጋዊ ክፍሊታት፡ በብዓመቱ Tarif ምእላይ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። ክሳብ 30. November ጥራይ ብምቕያር ክሳብ 500 € ብነጻ ክትቆጥብ ትኽእል! 

 

2. ሕጋዊ ውሕስነት ንሰብን ንስደተኛታትን (Rechtsschutzversicherung):

ምስ Vermieter (ወናኒ ገዛኻ)፡ Arbeitgeber (ኣስራሒኻ) ወይ ናይ መገዲ ሓደጋ ጸገም እንተ ኣጋጢሙ፡ ናይ ጠበቓ (Anwalt) ወጻኢታት ካብ 3.000 € ክሳብ 10.000 € ክበጽሕ ይኽእል እዩ። ብወርሒ ብሒደት ዩሮታት ጥራይ ንነብስኻ ክትከላኸል ትኽእል ኢኻ። 

3. ሕሱር Kredit ን Umschuldung ን (Zinsen ምቕናስ):

ልዑል ወለድ ዘለዎ Kredit ወይ Dispo (ናይ ባንክ ዕዳ) ኣለካዶ? ነቶም ዝተበታተኑ ዕዳታት ብሓደ ሕሱር Kredit ብምእካብ (Umschuldung) ወርሓዊ ክፍሊትካ ብዓቢኡ ኣውርዶ። 

4. ናይ ገዛ ሕልምኻ ምእታው (Baufinanzierung):

ቤት ንምግዛእ ወይ ንምህናጽ ትሓልምዶ? ብዘይ ግቡእ ወለድ ባንክታት ከይተታለልካ፡ ካብ 400+ ባንክታት ዝበለጸ ወለድ (Zinsen) መሪጽካ ናይ ገዛኻ ፕላን ጀምር። 👉 

5. 🌐 ኢንተርነት (Internet): ዝሓሰረ ናይ ገዛ Wifi ባዕልኻ ብናጻ ኣወዳዲርካ ገንዘብካ ቖጥብ።  

6. ⚡ ኤለክትሪክ (Strom): ብፍላይ ኣብ Grundversorger እንተ ኣለኻ እዚ ማለት Stadtwerke ኣዝዩ ክቡር ስለ ዝኾነ ብናጻ ኣብዚ ዝሓሰረ ዋጋ ርኸብ።

Strom
Gas

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.