ህሉውነትን ውሕስነትን ኣብ ኢንተርነት፡ ንምንታይ NordVPN ንኤርትራውያን ከምኡ 'ውን ኢትዮጵያውያን ዲያስፖራ ኣገዳሲ ዝኾነ?

ብሉጽ ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምርካብን ንውልቃዊ ሓበሬታና ካብ ሓደጋ ንምክልኻልን NordVPN ኣገዳሲ መሳርሒ እዩ። እዚ መደብ እዚ ንኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዲያስፖራ ስሩዕ ረብሓታት ኣለዎ፦

  1. ግልጽነትን ውሕስነትን (Sicherheit & Datenschutz): ኣብ ጀርመንን ካልኦት ሃገራትን ኮይንና መርበባት ሓበሬታ ክንጥቀም እንከለና፡ ውልቃዊ ሓበሬታና (ፋይናንሳዊ ንብረት፡ ፓስዎርድ፡ ኣድራሻ) ካብ ሃከራት  ናይ ኢንተርነት ሰረቕቲ ይከላኸል።

  2. ናይ መርበብ ሓበሬታ ሓርነት (Freiheit im Netz): ገለ ሃገራዊ መደባት ወይ ቪድዮታት ብሰንኪ ዝተፈላለየ ምኽንያታት (Geo-Blocking) ክረከቡ ዘይከኣሉ ነገራት ብቐሊሉ ንምክትታል ይሕግዝ።

  3. ምቹእነት ንዲያስፖራ ማሕበረሰብ (Wichtig für die Diaspora): RBL TV Entertainment ቀዳማይ ዕላማኡ ኣብ ጀርመን ንዝርከባ ማሕበረሰባት ዜናታትን ከቕርብ ጸንሑ፡ ሕጂ ድማ ኣብቲ "Global ኣገልግሎት" ዝብል ዌብሳትና www.rbltv.com ክፍሊ ኣቢሉ ንህይወትና ዝጠቅሙ ዓበይቲ ዓለምለኻዊ ኣገልግሎታት (ከም NordVPN ዝበሉ) የላለየና ስለዚ ንስኻትኩም ውን ዘድልየኩም ነገራት ካብ ኣብ ካልእ ኬድኩም ውዕል ትገብሩ ብመገዲ ዌብሳይና ወይ Link ናትና ብምጥቃም ውዕላት ትገብሩ። ምብላዕ ምብልዑ ሓውኻ ይብልዓዮ ትብል ምስላ ኣይንረስዕ። ናብ ኣዕርኽቱኽምን ቐረብትኹምን Share ምግባር ዓቢ ደገፍ' ዩ ንዓና። ስለዚ ኣዚና ነመስግን

ብእኩብ፡ NordVPN ንዲያስፖራ ብሉጽ ናይ ኢንተርነት ውሕስነት ይህብ። ንዝያዳ ሓበሬታ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ጠዊቕኩም ክትዕድግዎ ትኽእሉ ኢኹም!