እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ናብ RBL TV Entertainment!

Veröffentlicht am 17. August 2026 um 22:18

ኣብዚ ብሎግና ዝተፈላለዩ  ሓደስቲ ዜናታት ወይ ሓበሬታት ክትረኽቡ ኢኹም።


Kommentar hinzufügen

Kommentare

Yonas Mekonen
Vor 2 Monate

Hey RBL TV

I need help from you

RBL TV Entertainment
Vor 2 Monate

ሰላም ዮናስ! ብኢመይልና (info@rbltv.com) ጸሓፈልና ወይ እውን ኣብዚ ንገረና ከመይ ክንሕግዘካ ንኽእል?

Filmon Aforki
Vor 2 Monate

ሮቢ ሓወይ ኣጆኻ በርቲ ካብዚ ንላዕሊ ክትሕይል ክትሰርሕ ኢየ ዝጽበየካ። ኩሉ ንራባሓኻን ራብሓ ሕዝብናን ትጽዕሮ ጻዕሪ ድማ ኣምላኽ ይታሓወሶ። ሰላም ወሰናይ ፊሊሞን ኢየ ካብ ሞንሽን ኣጆኻ!

RBL TV Entertainment
Vor 2 Monate

የቐንየለይ ፊልሞን ሓወይ! ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ንጽቡቕ ቃላትካን ደገፍካን። ሰላም ንዓኻን ንምሉኣት ሰድራቤትካን ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን!