🚀 ኣብ Tarifcheck/CHECK24 ብዘይ ስግኣት ለቃሕ (Kredit) ብኸመይ ትወስድ? (ምሉእ መሪሕ)

Veröffentlicht am 31. August 2026 um 12:59

ኣብ Tarifcheck ወይ CHECK24 ናይ ለቃሕ (Kredit) ውዑል ክትምልእ ከለኻ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ጸገማት ወይ ስግኣታት ክመጹኻ ይኽእሉ እዮም። ነቲ መስርሕ ብቐሊሉን ብዘይ ሓደጋን ብምውዳእ፡ ብቕልጡፍ ገንዘብካ ክትረክብ እዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ብዕሙቕ ተከታተል።

1. ብOnline Banking ምእታው 100% ውሑስ እዩ (+ 1.1% ናይ ወለድ መኽሰብ / Zinsrabatt!)

  • 100% Sicher (ውሑስ): Tarifcheckን መሻርኽቲ ባንክታትን ብናይ ጀርመን ሕጊ Datenschutz (DSGVO)ን TÜV-Sicherheitን ዝተሓጸሩ ስለ ዝዀኑ፡ ናይ ባንክ መእተዊኻ (Online Banking ID ን PIN ን) ምእታው 100% ውሑስ እዩ።

  • 1.1% Zinsrabatt (ናይ ወለድ መኽሰብ): ነቲ ውዑል ብOnline Banking (Digitaler Kontoauszug) እንተ ፈጺምካዮ፡ ባንክታት ብኣውቶማቲክ ክሳብ 1.1% Zinsrabatt ይውህቡኻ! እዚ ማለት ኣብቲ እትመልሶ ገንዘብ ብኣሽሓት ዝቚጸር ዩሮ ተቕጥብ ኣለኻ ማለት ዩ።

  • ዝቐልጠፈ ክፍሊት: ብOnline Banking ምስ እትገብሮ፡ እቲ ገንዘብ ኣብ ውሽጢ 24 ክሳብ 48 ሰዓታት ናብ ሕሳብካ ይኣቱ።

  • ናይ ባንክካ መእተዊ ID (Anmeldename) መብዛሕትኡ ካብ 8 ክሳብ 12 ዲጂት/ቁጽሪ እዩ።

  • እቲ PIN ድማ ናይቲ መዓልታዊ ኣብ ቴለፎንካ ትጥቀመሉ ናይ Banking App መእተዊ  እዩ።

💡 App ን VideoIdent ን:

  • ናይ ባንክካ App (Sparkasse, Deutsche Bank, Postbank ወዘተ) ኣብ ቴለፎንካ Freigabe ምሃብ (ንPush-TAN ፍቓድ)።

  • ናይ ማንነት ማረጋገጺ (VideoIdent) ክትገብር ከለኻ WebID ወይ IDnow ዝበሃላ Apps ሕቶ እንተ መጺኡካ፡  ናይ መንነት ወረቐትካ (Ausweis) ወይ ፓስፖርትካ ብካሜራ ኣርእይካ ብቕልጡፍ ምውዳእ።

2. Online Banking እንተ ተኣጊዱ ወይ እንተ ዘይሰሊጡ እንታይ ክትገብር ኣለካ?

እቲ Online Banking ብምኽንያት ጌጋ ID ወይ Pin  እንተ ተኣጊዱካ (Sperren) ወይ Technical Error እንተ ኣጋጢሙካ ነቲ ልቃሕካ ኣየቋርጾን እዩ!

  • ናይ ኢመይል መማረጺ: እቲ ባንክ ብኢመይል መወከሲ ይልእከልካ። ናይ መወዳእታ 3 ወርሒ ናይ መሃያ ወረቐትካ (Gehaltsabrechnung / PDF Kontoauszug) ናብቲ እቲ ባንክ ዝሃበካ ናይ ኢመይል ኣድራሻ ብምስዳድ ክትውድኦ ትኽእል ኢኻ።

  • POSTIDENT (ብፖስታ ምውዳእ): ብቪድዮ (VideoIdent) ምእታው እንተ ዘይተኻኺሉ፡ እቲ ባንክ ናይ POSTIDENT ወረቐት ብኢመይል ይልእከልካ። ነቲ ወረቐት ሒዝካ ምስ Ausweis/Pass ናብ ዝቐረበ Deutsche Post Filiale ብምካድ ብነጻ መንነትካ ተረጋግጽ።

  • ብቪድዮ (VideoIdent) ምእታው እንተ ዘይተኻኺሉ፡ እቲ ባንክ ናይ POSTIDENT-Coupon (ወረቐት) ብኢመይል ይልእከልካ።

3. እቲ ባንክ ነቲ ሕቶኻ እንተ ነጺግዎ (Ablehnung) ወይ ካልእ መማረጺ እንተ ሂቡካ?

ሓደ ሓደ ግዜ እቲ ባንክ ዝሓተትካዮ መጠን ገንዘብ (ንኣብነት 50,000 € ወይ 60,000 €) ብምልኡ ክህበካ ኣይክእልን ይኸውን። ኣብዚ እዋንዚ እቲ መስርሕ ከይተቛረጸ እዞም ዝስዕቡ መማረጺታት ይመጹኻ፦

  • ካብ ካልእ ባንክ መማረጺ ምቕባል (Alternative Bank): እቲ ዝመረጽካዮ ባንክ እንተ ነጺግዎ፡ Tarifcheck ብኣውቶማቲክ ካልእ ፍቓደኛ ዝዀነ ባንክ (Alternative Offer) የርእየካ።

  • መጠን ገንዘብ ምውራድ (Kreditsumme reduzieren): ንኣብነት 60,000 € ሓቲትካ እንተ ዘይተፈቒዱልካ፡ ነቲ መጠን ገንዘብ ናብ 20,000 € ወይ 30,000 € ብምውራድ ብቕልጡፍ ክትሓልፍ ትኽእል ኢኻ።

  • ተወሳኺ ካልኣይ ሰብ ምእታው (2. Kreditnehmer): ዓቢ ልቃሕ (50k+) ክትወስድ ከለኻ፡ በይንኻ እንተ ዘይተፈቒዱልካ፡ ብዓልቲ ቤትካ ወይ ሓደ ካልእ ሰብ ከም 2. Kreditnehmer ብምእታው ናይ ምጽዳቕ ዕድልካ ናብ 99% ክተዕርጎ ትኽእል ኢኻ።

⚠️ ኣገዳሲ ምኽሪ: ሓበሬታኻ ብህድኣትን ብትኽክልን ምልኣዮ!

መብዛሕትኦም Sales ዝስረዙሉ ወይ ዝነጸጉሉ ምኽንያት ሰባት ብህጹጽ ሓበሬታኦም (ስም፡ ኣድራሻ፡ መሃያ) ብጽሕፈት ስለ ዘጋግዩ እዩ። ስለዚ፦

  1. ሓበሬታኻ ከይተሃወኽካ ብትኽክል መልኣዮ።

  2. Online Banking ምእታው ነቲ ልቃሕ ኣብ 24 ሰዓት ውሽጢ ገንዘብ ከም ዝኣትወልካ ይገብር። እንተ ዘይሰሊጡ እውን ብፖስታ ወይ ብኢመይል ወረቐትካ ብምስዳድ ውዑልካ ብምሉእነት ይጸድቅ እዩ!
  3. ዘይተረደኣካ ወይ ዝተሸገርካዮ ነገር እንተ ኣልዩ፡ ኣብ ታሕቲ ኣብዚ ብሎግ ኮመንት (Comment) ጻሕፉልና ወይ ብቐጥታ ብFacebook ፔጅና (Facebook Page) ጽሕፉልና — ሓቢርና ክንሕግዘኩም ኢና!


Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.