ብሕሰር ወለድ KREDIT (ለቃሕ) ንምርካብ ብኸመይ ንወዳደር?

ኣብ ጀርመን ዘለኹም ኣሕዋት፡ ናይ መኪና ምግዛእ፡ ሕክምና፡ ወይ ካልእ ህጹጽ ገንዘባዊ ድልየት ኣጋጢሙኩምዶ? ብዘይ ዝኾነ ሕልኽላኽን ብዝተሓተ ወለድን (Zinsen) ብኸመይ ለቃሕ ከም እትረክቡ ብዝበለጸ ንምውዳደር ነዚ ናትና መወከሲ ተጠቐሙ።

 

  • ሕሳር ወለድ: ምስ ኩለን ዓበይቲ ባንክታት ብምወዳደር ዝተሓተ ክፍሊት ትረክቡ።

  • ቕልጡፍ ምላሽ: ብኢንተርነት ብቐሊሉ መመልከቲ ብምምላእ ኣብ ውሑድ መዓልታት ገንዘብኩም ተቐበሉ።

  • 100% ነጻን ብዘይ ግዴታን: ምወዳደር ምንም ክፍሊት የብሉን።

     Tink Germany እንታይ እዩ? ስለምንታይከ CHECK24 ይጥቀመሉ?

    • Tink Germany ማለት ኣብ ኤውሮጳ ብሕጊ ዝተፈቐደሉን ዝተመዝገበን ናይ ፋይናንስ ተክኖሎጂ (FinTech / Open Banking) ኩባንያ እዩ (ናይ VISA ዓቢ ኩባንያ ኣካል እዩ)።

    • ስለምንታይ ይጥቀሙሉ? CHECK24 ናይ ባንኪ ዳታኻ ብቐጥታ ንምርኣይ ሕጋዊ መሰል ስለዘይብሉ፡ ብ Tink ኣቢሉ ብውሑስ መንገዲ ናይ ባንኪ ሒሳብካ (Kontoauszug) የረጋግጽ።

    • ናይ ግዜ ምቁጣብ: ወረቐት ወይ ሰነዳት ብፖስታ ወይ ብስካን (Scan) ካብ ምልኣኽ፡ ብኡኣቢሉ ብቕልጡፍ ናይ ኣታዊኻ መረጋገፂ ስለዝህብ፡ እቲ Kredit ብዝቐልጠፈ ይጸድቀልካ።

  • "⚠️ ናይ Online Banking PIN/ID ምእታው ትፈርሕዶ? ጸገም የለን! ነቲ ስጉምቲ Skip/Überspringen ብምግባር ብ PDF Upload ገይርካ ክትልእክ ትኽእል ኢኻ። ዝርዝር መግለጺ ንምብባብ [ኣብዚ ጠዉቕ (Link na ብሎግካ)]።"