Revolut ኣብ ጀርመን ንመላእ ዓለም (2026/2027): ብዘይ Schufa 4,25% ወለድ ዝርከቦ ፍሉይ ናይ ባንክ ሕሳብ! 💶💳🌎

Veröffentlicht am 3. November 2026 um 14:39

ኣብ ጀርመን፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ (USA)፡ ካናዳ ወይ ኣብ ካልእ ሃገራት ትነብሩ? ብዘይ ዝዀነ ጽዕንቶ Schufa ዝኽፈት፡ ብዘይ ወርሓዊ ክፍሊት ብነጻ ዝተሓዞን፡ ምስኡ ድማ ልዕሊ 4,25% ዝበጽሕ ላዕለዋይ ናይ Tagesgeld ወለድ ዘርከቦ ናይ ባንክ ሕሳብ ትደልዩ ኣለኹም? እቲ ዝበለጸ መማረጺ Revolut እዩ!

ኣብዚ ጽሑፍዚ ነቲ Revolut ዝህቦ ፍሉይ ረብሓታት፡ ናይ ወለድ ኩነታትን ብኸመይ ብቐሊሉ ብናይ rbltv.com Link ኣቢልኩም ክትከፍቱ ከም ትኽእሉን ብዝርዝር ኣቕሪብናልኩም ኣሎና።

1. ስለምንታይ Revolut? (ቀንዲ ረብሓታት)

  • ብዘይ Schufa-Abfrage: ሕሳብ ንምክፋት ናይ Schufa መጽናዕቲ ኣይሓትትን እዩ (Öffnet ohne Schufa-Abfrage)።

  • 0 € ወርሓዊ ክፍሊት: እቲ ናይ መጀመርታ (Standard) ሕሳብ ብዘይ ዝዀነ ወርሓዊ ክፍሊት ብነጻ ዝተሓዘ እዩ።

  • ላዕለዋይ ወለድ (4,25% Tagesgeldzins): ንሓደስቲ ተጠቀምቲ ዝኸውን ክሳብ 4,25% ዝበጽሕ ናይ Tagesgeld ወለድ ንመጀመርታ 4 ወርሒ ይርከቦ።

  • ንመላእ ዓለም ዝኸውን (Weltweit): ኣብ ጀርመን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ካብ USA፡ ካናዳ ወይ ካልኦት ሃገራት ብቐሊሉ ክኸፍትዎ ይኽእሉ!

2. ናይ 4,25% ወለድ ኩነታትን ገደብን (Zinssatz & Stufen)

  • ክሳብ 25,000 € (4,25% p.a.): ንመጀመርታ 4 ወርሒ ክሳብ 25,000 € ዘሎ ገንዘብካ ሙሉእ 4,25% ወለድ ይረክብ።

  • ካብ 25,000 € ንላዕሊ (1,25% p.a.): ካብ 25,000 € ንላዕሊ ዘሎ ተወሳኺ ገንዘብ 1,25% ወለድ ትኸስበሉ።

  • ወለድ ንምጽናሕ (Prämie): ነቲ 4,25% ወለድ ንምዕቃብ፡ ነታ ናይ Revolut ካርድ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 30 መዓልቲ እንተወሓደ 3 ግዜ (ነፍሲ ወከፍ ካብ 5 € ንላዕሊ 🛒) ክትጥቀመላ ኣሎካ።

  • ተዓጻጻፊ ገንዘብ: ገንዘብካ ካብ 1 € ጀሚሩ ኣብ ዝደለኻዮ ሰዓት ብዘይ ክፍሊት ናብ Girokonto ምውጻእ ይከኣል።

3. ገንዘብ ብነጻ ምውጻእን ናይ 10 € ቦነስን

  • ገንዘብ ብነጻ ምውጻእ: ብማስተርካርድ (Mastercard Debit) ወይ ቪዛ (VISA Debit) ኣብ ጀርመን ከምኡ ውን ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዘለዉ 49,750 (Geldautomaten) ናይ መጀመርታ 5 ግዜ ወይ ድማ ክሳብ 200 € ብነጻ ገንዘብ ምውጻእ ይከኣል።

  • 10 € ናይ ሓደስቲ ዓማዊል ቦነስ: ሕሳብ ምስ ከፈትካ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ብካርድኻ ብድምር ናይ 10 € ንብረት እንተ ተዓዲግካ፡ 10 € ቦነስ ብቐጥታ ይኣትወልካ።

  • ናይ ኣካል ካርድ (Physische Karte): እቲ ናይ ፕላስቲክ ካርድ ሓደ ግዜ ዝኸፈልዎ 7,99 € ይሓትት (ናይ ስልኪ Apple Pay / Google Pay ግና ብነጻ እዩ)።

4. ናይ መነነት ምርጋገጽ (Identverfahren)

  • ብስልኪ (App) መነነትካን መንበሪ ኣድራሻኻን ንምርግጋጽ ናይቲ ሰብ ኦሪጅናል ፓስፖርት ወይ Ausweis ብቐጥታ ብስልኪ ክትስእሎ ኣሎካ።

  • ⚠️ Scans/Kopien ፈጺሙ ኣይፍቀድን እዩ።

5. ብኸመይ ትጅምር? (Schritt-für-Schritt)

  1. ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ rbltv.com Link ብምጥዋቕ ናብቲ ገጽ እተው።

  2. Form ኣብ Check 24 ምስ መላእኩም ብ Emial Link እታ App ኣውርድዋ ዝብል ክመጻኩም'ዩ ስልኪኻ ብምውራድ መነነትካ ብፓስፖርት/መታወቂ ኣረጋግጽ።

  3. ነቲ ናይ 4,25% ወለድ Sparkonto ብምክፋት ገንዘብካ ብውሑስ መንገዲ ምእካብ ጀምር!


Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.