ዓቢ ናይ ድግስን መቐረትን ዕድመ ናብ ትዓዘብቲ
መቐረት ዓደና ኣብ ጥቓኹም!
ናይ ብሓቂ ናይ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ባህላዊ መግቢ ክትጥዕሙ ትደልዩዶ?
ናብ Zara Habesha Restaurant እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
ብሉጽን ጥዑምን ዘበለ ባህላዊ መግቢ ብፍሉይ ኣቀራርባ ኣዳልውናልኩም ኣሎና፡
🍗 ጥዑም ዝግኒ (ደርሆ፣ በጊዕ፣ ብዕራይ)
🥬 ፍሉይ ናይ ጾም መግቢ (ዓተር ፣ ዓደስ ፣ ብርስን፣ ኣሕምልቲ)
☕ ሙቐትን ፍቕርን ዝመልኦ ባህላዊ ናይ ቡን ስርዓት
ምስ ስድራቤትኩምን ኣዕሩኽትኹምን መጺእኩም ብጽሩይ ኣቐባብላ ብፍጹም ኣኽብሮትን ተኣንገዱ!
📍 ኣድራሻና: Zara Habesha Restaurant Hamburger Chaussee 42 Kiel 24113📍
📞 ቁጽሪ ስልኪ +49 178 8831663
⏰ ናይ ስራሕ ሰዓታት: ካብ ሶኒ ክሳብ ሰንበት
👉 ሎሚ ምሸት ኣበይ ክንበልዕ? ናብ ተሌፎና +49 178 8831663 ደውሉ ኣዝዙ ምጹና ብጽሑና።
"ናይ ብሓቂ Habesha Taste ኣብ ጥቓኻ!"
Kommentar hinzufügen
Kommentare