1. ምውድዳርን ምቁጣብ ገንዘብን (Finanz- & Tarifvergleiche)
-
ምውድዳር ዋጋታትን ምቁጣብ ገንዘብን
-
ኣብ ጀርመን ንዝነብሩ ኤርትራውያንን ተጋሩን፡ ብዛዕባ ናይ መኪና መድሕን (Kfz-Versicherung)፡ ናይ ኤሌክትሪክ (Strom)፡ ናይ ጋዝ (Gas) ከምኡ’ውን ናይ ኢንተርነት (DSL) ውዕላት ዋጋታት ብምውድዳር ገንዘቦም ክቆጥቡ ንሕግዝ።
2. ሓበሬታን ምኽርን (Finanzberatung & Tutorials)
-
ሓበሬታን ትምህርታዊ ቪድዮታትን
-
ብዛዕባ ናይ ጀርመን ናይ ውዕላትን መድሕናትን ስርዓት ብትግርኛ ብንጹር ዝበርህ ቪድዮታትን መብራህረሂታትን ብምስራሕ፡ ሰባት ባዕሎም ውዕላቶም ክቕይሩን ክቆጥቡን ነሰልጥን።
3. ናይ ዩቱብን ሚድያን ስራሕ (YouTube & Content Creation)
-
ዲጂታል ትሕዝቶን ማሕበራዊ ሚድያን
-
ብ RBL TV ኣቢልና ንማሕበረሰብና ዝጠቕሙ ሓደስቲ ሓበሬታታት፡ ኣገደስቲ ወግዓውቲ ዜናታትን ማሕበራዊ ዛዕባታትን ነቕርብ።