📢 ዓቢ ናይ ታክስ ለውጢ ኣብ ጀርመን፡ ስደተኛታት ስድራቤታትን ክንደይ ገንዘብ ክረኽቡ እዮም?

Veröffentlicht am 2. September 2026 um 11:52

መንግስቲ ጀርመን ካብ 2027 ጀሚሩ ንመብዛሕትኦም ሰራሕተኛታትን ስድራቤታትን ዝሕግዝ ዓቢ ናይ ታክስ ምጉዳል (Steuerreform) ይገብር ኣሎ። እቲ ዝዓበየ መኽሰብ ንስድራቤታትን ንትሑትን ማእከላይን ኣታዊ ዘለዎም ሰራሕተኛታት እዩ።

💶 1. ስድራቤታት ክንደይ ተወሳኺ ገንዘብ ክረኽባ እየን?

  • ዓመታዊ መኽሰብ: ቆልዑ ዘለወን ስድራቤታት ኣብ ዓመት ካብ 460 € ክሳብ 678 € ተወሳኺ Netto (ጽሩይ) ገንዘብ ኣብ ጁባአን ክተርፈን እዩ።

  • ዕብየት Kindergeld (ናይ ቆልዑ ገንዘብ):

    • ሕጂ: 259 €

    • 2027: 267 €

    • 2028: 272 € (ኣብ ወርሒ ንሓደ ቆልዓ)

💼 2. ንሰራሕተኛታት ዘሎ ዓበይቲ ብልጫታት

  • Grundfreibetrag (ናጻ ቐረጽ):

    እቲ ታክስ ዘይከፈለሉ ናይ መጀመርታ ኣታዊ ካብ 12.348 € ናብ 12.564 € (2027) ድሕሪኡ ድማ ናብ 12.900 € (2028) ክዓርግ እዩ።

  • Werbungskosten (ናይ ስራሕ ወጻኢታት):

    ናይ ስራሕ ወጻኢታት (ከም Fahrkosten) ብዘይ ወረቐት/ብዘይ መረጋገጺ ቀጥታ ካብ 1.230 € ናብ 1.430 € ወሰኽ ይገብር።

  • Sonn- und Feiertagszuschlag (ናይ ሰንበትን በዓላትን ብሉጽ ክፍሊት):

    ኣብ ሰንበትን በዓላትን ንዝሰርሑ ሰባት እቲ ታክስ ዘይክፈለሉ ናይ ሰዓት ክፍሊት ካብ 50 € ናብ 75 € ክብ ይብል።

⏱️ 3. ብዛዕባ Überstunden (ተወሳኺ ሰዓታት ስራሕ) ዘሎ ውሳነ

  • መንግስቲ ን Überstunden ዝወሃብ ተወሳኺ ክፍሊት (Zuschlag) ታክስ ዘይከፈለሉ (steuerfrei) ክገብሮ ይልምን ኣሎ (ን Vollzeit ሰራሕተኛታት ጥራይ)።

  • ተጠንቀቕ: እዚ ናይ Überstunden ሕጊ ክሳብ ሕጂ ብወግዒ ኣይጸደቐን (ገና ኣብ መርመራ እዩ ዘሎ)።

💰 4. መን እዩ ዝበዝሐ ክከፍል? (ወጻኢታት ዘዕርግ)

  • ልዑል ኣታዊ ዘለዎም (Gutverdiener): ኣብ ዓመት ልዕሊ 250.000 € ዝረኽቡ ሰባት 45% ክሳብ 47% (Superreichensteuer) ታክስ ክከፍሉ እዮም።

  • Handwerkerleistungen (ናይ ገዛ ዕዮታት): ካብ ታክስ ዝጎድል ናይ ሰራሕተኛታት ወጻኢ ካብ 20% ናብ 15% ይወርድ (ዝለዓለ ረብሓ ካብ 1.200 € ናብ 900 € ይወርድ)።

  • Minijob: ናይ Minijob Pauschalsteuer ካብ 2% ናብ 5% ይዓርግ።

💡 "ብሰንኪ እዚ ሓዲሽ ናይ ታክስ ሕጊ፡ ኣብ 2027 ዝበለጸ Netto Gehalt ክሃልወካ እዩ! ነዚ ተወሳኺ ገንዘብዚ ብግቡእ ንምጥቃም ወይ ን ዝተሓተ ወለድ ዘለዎ Kredit, Strom ወይ Versicherung ንምቕያር ሕጂ ኣብ rbltv.com መወዳደሪ ግበር!"

 

ገዛ ክትገዝኡ ዕላማ ዘለኩም ብናጻ ኣብዚ ፎርም ምልኡ

ንዓበይቲ ነገራት ክረዲት ክትወስድ ምስ ትደሊ ብናጻ ኣብዚ ወለድ ኣወዳድር

Versicherung ናይ መኪናኻ ከቢሩካ ኣሎ ብናጻ ኣብዚ ኣወዳድር

ኣብ ጀርመን ዝኾነ ዓበይቲ መሰናኽል ናይ ጠበቓ ዋጋ ከይ ከብረካ Rechtschutzverischerung ብቕልጡፍ እቶ


Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.