ቁጠባ ገንዘብ ኣብ ሞባይል Internet (Mobilfunk-Vergleich): ዝሓሸ ዋጋታት ብትኽክለኛ መንገዲ ሕጂ ኣወዳድሩ!

ኣብ ጀርመን እትርከቡ ክቡራት ተኸተልቲ rbltv.com ንዓኹም ዝኸውን ሕስር ዝበለ ናይ Mobile ሲምካርድ ኢንተርነት፦

እቲ ሕጂ ዘለኩም ውዕል ናይ ሞባይል ሲምካርድ (Mobilfunkvertrag) ኣዝዩ ክቡር ድዩ? ወርሓዊ ብዙሕ ገንዘብ ትኸፍሉን ውሑድ ኢንተርነት ትረክቡ ዘለኹም። ሕጂ ንዓኹም ዝኸውን ቐሪብናልኩም ኣሎና! ምስቶም ፍሉጣትን ህቡባትንጀርማናውያን መድረኻት ዝኾኑ CHECK24 ከምኡውን Tarifcheck ብዕሊ ብምትሕብባር ኣብ rbltv.com ሓድሽ ኣገልግሎት ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና።

ውሑስ ድዩ ንዝብል ሕቶ? (ምሉእ ብምሉእ ሕጋዊ እዩ!)

  • 100% ሕጋውን እሙንን: መላእ መራኸብታትን ሊንክታትን ካብቶም ኣብ ጀርመን ልዕሊ ኩሉ ዝተኣማመኑሎም ትካላት (CHECK24 & Tarifcheck) ዝተወሃቡ እዮም። ዋላ ሓንቲ ስግኣት የብሉን።

  • ዋሕስ ስምምዕ (Vertragssicherheit): እቲ መስርሕ ብቀጥታ ኣብቶም ኦፊሻላዊ መርበባት ስለዝካየድ፣ ቁጽሪ ስልክኹም ብዘይ ዝኾነ ጸገም ክትሕልዉ ናብ ዝኾነ ትካል ወይ Anbieter ክትማልኡ (Rufnummernmitnahme) ትኽእሉ።

ንዓኻትኩም እንታይ ረብሓ ኣለዎ?

  • ትሑት ዋጋታት: ካብ ዝተፈላለዩ  (ንኣብነት 1&1, sim.de, congstar) ብወርሒ ካብ 4,99 € ዝጀምር ዋጋታት ትረኽቡ!

  • ዓቢ ክፍሊት ተመላሲ (Cashback): አብ ገሊኡ ውዕላት ክሳብ 355,00 € Cashback (ናይ ገንዘብ ተመላሲ) ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም!

  • ብዙሕ ኢንተርነት: ልዕሊ 10 GB ወይ ከኣ ብዘይ ገደብ unlimited (Flatrate) ዝሓዘ ዳታ ብትሑት ዋጋ ክትረኽቡ ኢኹም።