ምስ Amazon ብወግዒ Partnet ኮይና ኣለና
ሰላም ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን rbltv.com ምስ Amazon ብወግዒ Partner ኮይና ኣላ። ንዓኹም ዝጠቕም'ዩ ዝበልናዮ ናባኹም ከነብሎ ኢና።
-
ካብ ሕጂ ጀሚሩ ካብቲ መርበብ ሓበሬታና ገይርኩም ዝደለኹዎም ፍርያት ብዝተረጋገጸ መንገዲ ከተማርጹን ክትዕድጉን ትኽእሉ።
-
ዋላ ሓንቲ ስግኣት ወይ ፍርሂ ኣይሃልኹም—ኩሎም ሊንክታት ብሕጊ ዝተፈቕዱን እሙናትን እዮም። ብሰላምን ብትካልነት ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም።