ኣብ ጀርመን ምስ Ausländerbehörde ወይ ናይ ስራሕ ቦታ ጸገም እንተ ኣጋጢሙካ ጠበቓ (Anwalt) ብኸመይ ትረክብ?

Veröffentlicht am 3. September 2026 um 19:34

ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ!

ኣብ ጀርመን ኣብ እንነብረሉ እዋን ምስ Ausländerbehörde (ናይ ወጻእተይናታት መመርሒ)፣ ምስ ናይ ስራሕ ቦታ (Arbeitsrecht) ወይ ድማ ናይ መኪና ሓደጋታት (Verkehrsrecht) ሕጋዊ ጸገማት ምጋጥም ልሙድ እዩ። ኣብ ጀርመን ናይ ጠበቓ (Anwalt) ወይ ናይ ቤት ፍርዲ ወጻኢታት ብጣዕሚ ክቡር ስለ ዝኾነ፡ ብዘይ ናይ ሕጊ መድሕን (Rechtsschutzversicherung) ምጉዓዝ ዓቢ ናይ ገንዘብ ጸቕጢ ይፈጥር።

ሎሚ ብጣዕሚ ሕስር ዝበለን ምሉእ ሓለዋ ዝህብን ናይ SIA Smart-Single Rechtsschutz ውዕል ብዝርዝር ክገልጸልኩም፦

1. እዚ ውዕልዚ እንታይ ይሽፍነልካ?

  • Versicherungssumme: unbegrenzt (ዘይወሰን ሓለዋ): ንዝኾነ ናይ ጠበቓን ናይ ቤት ፍርዲን ወጻኢታት ዝኾነ ናይ ገንዘብ ወሰን የብሉን።

  • Verwaltungs-Rechtsschutz (Ausländerbehörde): ምስ Ausländerbehörde ወይ ናይ መንግስቲ ኣካላት ዘሎ ጉዳይ ናብ ቤት-ፍርዲ (Verwaltungsgericht) ምስ ኣተወ ብምሉኡ ዝሽፈን እዩ።

  • Arbeits-Rechtsschutz: ናይ ስራሕ ቦታ ጸገማት (Kündigung, Abmahnung, Gehalt) ብምሉኡ ይሽፍን።

  • Verkehrs-Rechtsschutz: ናይ መኪናን ናይ መንገዲ ሓደጋታትን ሕጊ ይሽፍን።

  • Freie Anwaltswahl: ዝደለኻዮ ጠበቓ (Anwalt) ብናጻ ናይ ምምራጽ ዕድል ኣለካ።

  • Internet- & Steuer-Rechtsschutz: ናይ ኢንተርነት ምትላል ናይ Finanzamt/ቤት-ፍርዲ ሕግታትን ይሽፍኖ።

2. 500 € Selbstbeteiligung (SB) ማለት እንታይ እዩ?

ሓደ ናይ ሕጊ ጸገም ኣጋጢሙካ ናብ ጠበቓ ወይ ቤት-ፍርዲ ክትከይድ ከለኻ፡ ካብቲ ዝወጽእ ወጻኢታት ነታ ቀዳመይቲ 500 € ንስኻ ትከፍላ፤ እቲ ዝተርፍ ብምሉኡ (ብኣሽሓት ዝቖጸር ኤውሮ) ግን እቲ Versicherung ይከፍሎ። እዚ ምምራጽካ ነቲ ዓመታዊ ክፍሊትካ ብጣዕሚ ሕስር ዝበለ ይገብሮ።

  • ዓመታዊ ክፍሊት: በዓመት 179,93 € ጥራይ!

3. ብኸመይ ብቐሊሉ ትምዝገብ? (Step-by-Step Guide)

  1. ኣብቲ Link ኣቲኻ ጀምር፦

  2. ነዞም ዝስዕቡ ሕረ፦

    • Privater Bereich [✓] (ምልክት ግበረላ)

    • Arbeit und Beruf [✓] (ምልክት ግበረላ)

    • መኪና እንተ ኣልያትካ Verkehr Familie [✓] ተወሳኺ ምልክት ግበረላ። (እቶም ካልኦት ባዶ ክትሓድጎም ትኽእል ኢኻ)።

  3. ቀይሕ መስመር (Erstinformation): ነታ "Ich bestätige die Erstinformation..." ዝብል ሳጹን ምልክት [✓] ብምግባር ነቲ PDF ከፊተካ Download ግበሮ።

  4. SIA Smart-Single ምራጽ: ነቲ SIA Smart-Single (179,93 €) ዝብል መሪጽካ "Antrag" ዝብል ጠውቕ።

  5. IBAN ምእታው: ኣብቲ ናይ መወዳእታ መስኮት IBAN ቁጽርካን ስም ባንክኻን ብምእታው ውዕልካ ብሰላም ውደእ!

ብዛዕባዚ ዝኾነ ሕቶ ወይ ዘይበርሃልኩም ነገር እንተለኮም ኣብ ኮመንት ሕተቱኒ!

ኣብዚ Link ኣቲኻ ብውሑስ መገዲ ውዕል ግበር

Kommentar hinzufügen

Kommentare

Es gibt noch keine Kommentare.