መድሕን መኪና

ብኸመይ ኣብ ናይ መኪና መድሕን (Autoversicherung) ገንዘብካ ትቁጥብ?

ኣብ ጀርመን ናይ መኪና መድሕን (Autoversicherung) ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ወጻኢታት እዩ። እንተኾነ ግን በብዓመቱ ዋጋታት ብምውድዳር ክሳብ €500 ኤውሮ ክቁጥቡ ከም ዝኽእሉ ብዙሓት ኣይፈልጡን እዮም።

ንምንታይ ብ Tarifcheck ኣቢልካ ከተወዳድር ኣለካ?

  • ሕሱር ዋጋ ምረክብ: ኩባንያታት ሓደስቲ ዓማውቲ ንምስሓብ ዝሕሰረ ዋጋታት የቕርባ።

  • ብነጻ እዩ: ምውድዳር ዋላ ሓደ ክፍሊት ኣየድልዮን እዩ።

  • ቀሊል ምቕያር: ናይ ቀደም Versicherung ባዕሎም ይሰርዝዎ፡ ንስኻ ብኦንላይን ደቒቕ ጥራይ እዩ ዝወስደልካ።

  • „ኣብ ጀርመን ክሳብ 30 ናይ ሕዳር (30. November) ጥራይ እዩ ናይ መኪና Versicherung ምቕያር ዝከኣል!“

       እንታይ የድልየኩም? (Was benötigen Sie für den Vergleich?):

  • 📄 Fahrzeugschein (Zulassungsbescheinigung Teil I): ናይ መኪና ወረቐት

  • 🚗 Kilometerstand: መኪና ዝተጓዕዘቶ ኪሎሜተር

  • 📉 ናይ ቀደም ደረጃ (SF-Klasse) "frühere Linien-Stufe/Strecke")

📝 ብኸመይ ትመልእዎ? (Schritt-für-Schritt-Anleitung)

1. ሓበሬታ መኪና (Fahrzeugdaten)

  • HSN / TSN: ኣብ ናይ መኪና ወረቐትኩም (Fahrzeugschein) ዘሎ ቑፅሪ (ኣብ መስመር 2.1 እና 2.2 ይርከብ)።

  • እንተዘይሃልዩኩም: ስም መኪናኹም፣ ሞደልን ዓመተ ምህረትን ምረፁ (z.B. VW Golf, 2018)።

2. ኣጠቓቕማ መኪና (Nutzung)

  • Jahresfahrleistung (ኣብ ዓመት ክንደይ ኪሎሜተር ትጓዓዙ?): ንኣብነት 10.000 km ክሳብ 15.000 km።

  • Nutzung (ንምንታይ ትጥቀሙላ?): Private Nutzung (ንሕግን ንግልን) ምረፁ።

3. ሓበሬታ ዘዋሪ (Fahrangaben & SF-Klasse)

  • Führerscheinerwerb: መዓስ መንጃ ፍቓድ (Führerschein) ከም ዘውፃእኩም መዓልትን ዓመትን ግለፁ።

  • Schadenfreiheitsklasse (SF-Klasse): ናይ ቀደም Versicherung ዘለኩም እንተኾይንኩም፡ ኣብ ናይ መወዳእታ ሒሳብ ወረቐትኩም (Beitragsrechnung) ዘሎ SF-Klasse (ምቕናስ ዋጋ ደረጃ) ምረፁ።

    (ሓዳስ መኪና እንተኾይና መብዛሕትኡ ጊዜ SF 1/2 ዩ መጀመርታ ዝኸውን)።

4. ምውድዳርን ምቕያርን (Vergleichen & Wechseln)

  • Angebot wählen: ዝሓሰረን ዝበለፀን Versicherung ምረፁ።

  • Daten eingeben: ስምኩም፣ ኣድራሻኹምን IBAN (ናይ ባንኪ ቑፅሪ) እተው።

  • Fertig! ናይ ቀደም Versicherung ባዕሎም ይሰርዙልኩም እዮም።

    🚀 ሕጂ ቐይሩ፡ ገንዘብኩም ኣድሕኑ! (Jetzt wechseln & Geld sparen!)

    🎉 ብስራት ንመላእ ማሕበረሰብና!

    ናይ መኪና መስመር (Autoversicherung) ብምቕያር ጥራይ ኣብ ዓመት ክሳብ 850€ ክትቆጥቡ ከም እትኽእሉ ትፈልጡዶ? ብነጻን ብቐሊልን ብመስመርና ኣቢልኩም ዋጋታት ኣወዳድሩ!

    📅 ኣገደስቲ መዓልታትን ሓበሬታን (Wichtige Fristen & Infos):

    • ⏱️ ክሳብ መዓስ ምቕያር ይከኣል? (Bis wann wechseln?)

      ኣብ ጀርመን ናይ መኪና ኢንሹራንስ ንምቕያር ዝዓበየ መዓልቲ ክሳብ 30 ሕዳር (bis 30. November) እዩ! ሕጂ እቲ ዝበለጸ እዋን እዩ።

    • 📜 ናይ ክንደይ እዋን ውዕል እዩ? (Vertragslaufzeit)

      መብዛሕትኡ ውዕል ናይ 1 ዓመት (1 Jahr) እዩ። ድሕሪ ሕጂ ዝበለጸ ዋጋ እንተረኺብኩም፡ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ከም ብሓዲሽ ምቕያር ትኽእሉ!

    🔒 ብዘይስክፍታ ብደስ ዝበልኩም ተጠቐሙ!

    ኣብዚ ዘሎ ናይ Tarifcheck  መወደደሪ 100% ብነጻን ውሑስን እዩ! ኩሉ ጊዜ ብዘይ ስክፍታ ብዛዕባ መኪናኹም፣ መብራህቲ (Strom) DSL ዋጋታት ክትወዳድሩሉ ትኽእሉ ኢኹም።

    🤝 ሓግዚ ወይ ሕቶ ኣለኩምዶ? (Brauchen Sie Hilfe?)

    ምምላእ ፎርም እንተኣሸጊሩኩም ወይ ሕቶ እንተሃልዩኩም፡ ኣነ ሓውኹም ድሉው ኣለኹልኩም!

    • 💬 ኣብዚ ኮመንት (Kommentar) ጽሓፉለይ!

    • 📩 ወይ ደማ ኣብ ናይ Facebook Page: RBL TV Entertainment ሜሴጅ (Nachricht) ስደዱለይ!

    ሕጂ እታ ቀዳመይቲ ስጉምቲ ውሰዱ – ብነጻ ኣወዳድሩ! 👇